ኣብዚ እዋን እዚ፡ ሰባት ናይ መርበብ ሓበሬታ ኣገልግሎት ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ብዝበዝሔ መጠን ዝጥቀሙሉ ዘሎ ዘመን እዩ። እምበኣር፡ ራእይ ናይዚ ሚኒስትሪ እዚ፡ እዚ መርበብ ሓበሬታ እዚ ኣብ መንፈሳዊ ኣገልግሎት ብምጥቃም ንመእመን ኣገልግሎት ምሃብ እዩ። ራእይና ኣዝዩ ሰፊሕን ዓቢን እዩ። ነዚ ንምግባር ድማ ብዙሕ ጊዜን ገንዘብን ይሓትት።
ይውሓድ ይዕበ፡ ዝኾነ ሓገዝ ይጠቅም ስለ ዝኾነ በዚ ዝስዕብ ሊንክ ተጠቒምኩም ክትሕግዙና ትኽእሉ።
ገንዘብኩም ንጥቕሚ ጎይታ ክምዝውዕል ብምእማን፡ ሕጂ ክትሕግዙና ብጎይታ ንልምነኩም፡
ቸክ, ማኒ ኦርደር, ወይ ካሺየርስ ቸክ ክትልእኹ ምስ እትደልዩ ብዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትልእኹልና ትኽእሉ። ሓገዝ፤ ሓበሬታ፡ ምኽሪ፡ ርእይቶ፡ ወይውን ነቐፌታ ክትህቡና ምስ እትደልዩውን፡ በዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ኣድራሻ ርኸቡና።
Christ For Eritrea
P. O. Box 6001
Anderson, SC 29623
United States of America
Tel: 864-556-7362
E-Mail: Info@ChristForEritrea.com
ክርስቶስ ንኤርትራ ካብ ትጅመር (January 1, 2009) እዚ ዝስዕብ ሓገዝ ረኺብና።
| ዓመተ ምህረት | ወርሒ | ሓገዝ | ቦታ |
| 2009 | January - December | $0 | - |
| 2010 | January May September October |
$10 $200 $100 $100 |
ኦንታሪዮ, ካናዳ ሂዩስተን, ቴክሳስ, ኣሜሪካ ሂዩስተን, ቴክሳስ, ኣሜሪካ ሚኒያፖሊስ, ሚነሶታ |
| 2011 | January | $100 | ሂዩስተን, ቴክሳስ, ኣሜሪካ |
ንእትገብሩልና ሓገዝ ኣቐዲምና ነመስግን ኣምላኽ ድማ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም።
እቲ ስልጡን፡ ኣምላኽ ኣማልኽቲ፡ ንጉስ ንገስታት፡ ናይ ጥንቲ ኣምላኽ ዝኾነ ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ምሳኹም ይኹን።
ክርስቶስ ንኤርትራ ዓለምለኻዊ ኣገልግሎት