![]() |
![]() |
![]() |
ሓዳስ ዲቪዲ ዮናስ ሃይለ
ሓዳስ ሲዲ ብስራት ዮሃንስ |
Spread the Word!
Donate to Christ For Eritrea International Minstry!
NEW: ክርስቶስ ንኤርትራ ዓለምለኻዊ ኣገልግሎት፡ ናይ ማልቲሚድያ ኣገልግሎት ከምዝጀመረ በዚ ኣጋጣሚ እዚ ክንገልጽ ንፈቱ። ዋና ዕላማ ናይዚ ኣገልግሎት እዚ፡ መዛሙራት ናብ መለእ ዓለም ክዝርጋሕ፡ ሰባት ብኡ ክባረኹ፡ ከምኡ ድማ ዘመርቲ ጸግኦም ክሰፍሓሉ፡ ኣገልግሎቶም እውን ክዓብየሉ ክኽእል ፋይናንሳዊ ዓቕሚ ኣገዳሲ ስለ ዝኾነ፡ ንኽሕገዙ ንምጽዓር እዩ።
Order today and We will ship it with in 24 hours!
ናይ ዮናስ ሃይለ DVD (2010) ኣብ መላእ ዓለም ተዘርጊሓ ትርከብ። ኣብ ከተማኹም እንተዘየላ፡ ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ብሓደ ዓይነት ዋጋ ክትዕድጉ ትኽእሉ ኢኹም።
|
![]() |
ናይ ብስራት ዮሃንስ #3 (2010) ኣብ መላእ ዓለም ተዘርጊሓ ኣላ።
|
![]() |
Christ For Eritrea International Ministry has exclusive
distribution
rights in the
U.S.A and Canada
All Rights Reserved ~
Please Please let us help these Christian Singers flourish their ministry by buying their original CD and DVD!