ሙ
ሙማት | ሙሴ
ሙማት (ካብ ሓጢኣት)፤
ካብ ሓጢኣት ምፍላይ፡ ካብ ናይ ሓጢኣት ስልጣንን ሓይልን ምውጻእ ማለት እዩ። ክርስቶስ ብሞቱ ገይሩ ንሓጢኣት ኣጥፍኤ፡ እቶም ኣመንቱ ከኣ ካብ ሓጢኣት ሞይቶም ብክርስቶስ የሱስ ህያዋን ኮኑ (ሮሜ.6፡2፥10-11)።
ሙሴ፤
እግዚኣብሄር ብኢዱ ገይሩ ንእስራኤል ካብ ናይ ግብጺ ባርነት ኣውጺኡ፡ ክሳዕ ዮርዳኖስ ዘብጽሔ መራሒ እስራኤል። ሙሴ ነዚ ኺገብር ከሎ ብብዙሕ መገዲ ኸም ዘገልገለ ንዝክር። 1. መራሒ ህዝቡን ፈራዳይን ነበረ (ዘጸ.18፡13፥26)። 2. እግዚኣብሄር ኣብ ከረን ሲና ሕጊ ሂቡ ምስ እስራኤል ኣብ ዝገበሮ ኺዳን፡ ሙሴ ማእከላይ ኮይኑ ነበረ (ዘጸ.19፡7፤ 24። ገላ.3፡19)። 3. ከምቲ እግዚኣብሄር ዘርኣዮ ምስሊ ገይሩ፡ ድንኳን መሕደሪ እቲ መቕደስ ኣስርሔ (ዘጸ.25-31፤ 35-40)። 4. ሙሴ ንኣሮንን ደቁን ንክህነት ዝፈለየን፡ ምእንቲ እቲ ህዝቢ ዝጸለየን ካህን ነበረ (መዝ.99፡6። ዘሌ.8፡9። ዘጸ.32፡30-32)። 5. እግዚኣብሄር ኣፍ ንኣፍ ብግልጺ እተዛረቦን፡ ንእግዚኣብሄር ከኣ ገጽ ንገጽ ዝፈለጦን ነብዪ ነበረ (s@¤é.12:6-8። ዘዳ.34፡10-12)። 6. እቶም ሓሙሽተ መጽሓፍቲ ኦሪት፡ መብዛሕትኦም ብኢድ ሙሴ ስለ እተጻሕፉ ﷽መጽሓፍ ሙሴ ተባሂሎም ይጽውዑ (ሉቃ.24፡27)። ከም መጠን ነብዪ (ዘዳ.18፡15-19። ግብ.3፡22-23)፡ እሙን ብምዃንን (እብ.3፡1-6)፡ ነቲ ድንኳን መሕደሪ ብምትካልን ኣብኡ ብምግልጋልን (እብ.8-9)፡ ነቲ እተጋነፎ ብምቅዋምን (ግብ.7፡35-40፥ 52-53)፡ ምሳሌ እቲ ኻብኡ ዚበልጽ ክርስቶስ ኮነ። እቲ ኣብ ከረን ሆሪብ በቲ ሓላፊ ክብሪ ገጹ ዝበርሄ ሙሴ፡ እቲ ናይ እግዚኣብሄር ሰብ፡ ኣብ ከረን ታቦር፡ ክርስቶስ ብኽብሩ ኺግለጽ ከሎ ረኣየ። ሙሴ ኣቐዲሙ ብትንቢትን ብምሳሌን ገይሩ ብዛዕባ ክርስቶስን ሞቱን ከም ዝጸሓፈ ነንብብ (ዮሃ.5፡46፤ 3፡15)። ብዛዕባ ምፍጻም ትንቢቱ ኸኣ ኣብ ከረን ታቦር ምስ ክርስቶስ ኪዘራረብ ዕድል ከም ዝረኸበ ንርኢ (ሉቃ.9፡30-31። ዘጸ.24፡29-35። 2ቆረ.3፡7-18)።
ዕድመ ሙሴ 120 ዓመት እዩ። ብዛዕባ ዛንታ ህይወቱ ካብ መጀመርያ ኦሪት ዘጸኣት ክሳዕ ኦሪት ዘዳግም ተጻሒፉ ኣሎ። እዚ ዛንታ እዚ ኸኣ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ኽፍሊ ይኽፈል፤
- ሙሴ ኻብ ነገድ ሌዊ ምስ ተወልደ፡ ደቂ እስራኤል ኣብ ትሕቲ ግብጺ ኣብ ባርነት ይነብሩ ነበሩ (ዘጸ.2፡1-2)። ትርጉም ስሙ፡ ﷽ካብ ማይ ዝወጸ ማለት እዩ። እዚ ኸኣ፡ ንጉስ ግብጺ፤ ﷽እቶም ዚውለዱ ኣወዳት እብራውያን ኣብ ርባ ኔል ይደርበዩ፡ ኢሉ ስለ ዝኣወጀ፡ ሙሴ ኸኣ ካብ ሞት ኣብ ርባ ኒል ስለ ዝደሓነ እተዋህቦ ስም እዩ (ዘጸ.2፡3-10)። ቅድም ምስ ኣዲኡ ድሕሪኡ ኸኣ ከም ወዲ ጓል ፈርኦን ተቖጺሩ ኪዐቢ ከሎ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ጽቡቕ ነበረ። ኩሉ ጥበብ ግብጻውያን ተማህረ፡ ብቓሉን ብግብሩን ከኣ በርትዔ (ዘጸ.2 ምስ እብ.11፡23 ኣመዓራሪ። ግብ.7፡20-22)።
- K´é[éò \'f2ªªï ï…XmkM] …Œ: Œë ë©c©ñ ñ†]V†„„íF 퉉ïIï´´› |lprM \'9bÃ; ƆŒ´| IH´© ©†o†Ã Æ]V†„„íEgíñ ñ‰ïïÊʪªï Hï© ©´mk´ÄgÄñ ]D ñ›choD: |mk M›©©öU Mö©©öö¥A¥©K; ©ŠBMŠ©©öö¥¥‰‰… …é[éò ò©c©ñ ]Dñ›H›²s²…mk k…òoòë ochkDë÷: H÷ñ ñŠmko©c©ë\'ebéAn; Kéé[éò ò©©öL \'f6…Xmks…ïï……‹F ‹…mk kS…Š …l…´HK´éé„„ê ê§§¶[¶ï (sïÃ.2:11-25; Æmk.11:24-26; †´mk.7:23-29); ´…mk s@…é.12:1 ﷽ሙሴ ኢትዮጵያዊት ሰበይቱ ኣእትዩ ነበረ ይብል። ስለዚ ገሊኦም፡ ﷽እዚኣ፡ ጺጶራ ጓል የትሮ እያ፡ ይብሉ። ካልኦት ከኣ፡ ﷽ካብ ሃገር ግብጺ ምስ ደቂ እስራኤል ዝመጸት ካልእ ሰበይቲ እያ፡ ዚብሉ ኣለው።
- Kéé[éò ò…mk …¹dh CWmk ¹…l…´´‰‰ïIDïê ê‰D÷ ÷††´s´ïï…mkA…ôX oô²F²ÃDÃê ê†N: \'86©c©ñ ñ†]V†„„íF íŠmk lXЉ‰ò\'f2ééÃÃöö‡M |mk ‡ÊXʇD‡……Œ: H\'8dé é…Y………Ï ÏŒŒ§\'a7ê ê‰ïïšSkDšê\'eaéKé©kD©ê (sêÃ.3:4; ômk.7:30-34); ´ÊXʇ\'87©c©ñ ñ†]V†„„íF MIíªª´ M] ´…k…¢: ¢††´s´ïï…mkA…ôX mkô„„ïï©©ö Köé[éò ò²²§T Xo K§…mk F…ï ï´mk´ÃÃï ï…\'85éSé© (s©Ã.5-11); éM ©Í]ͳ mkMF³ŠŠ§: K§é[éò òñ Bñ›k›ï ïŠmk Š´mk´ÃÃï ï…\'85ééÃÃöö‡ (s‡Ã.12-13); ÃÊXʇ\'87†]V†„„íF M] [: 톆´s´ïï…mkA…ôX ôÃDÃ÷q K÷é[éò [Lòð\'f0ê: ê„„íXqV KchíñDñê êñ Bñ›k›ï ï……©©öH~ (söÃ.14:1-15#21; Æmk.11:27-29); mkLV: mk†„„íDíïM: mkSïÌ̪ªïM ï…k…ïDïê |mk [êï| ï‰ïïµ\'b5› ›‰D÷: ÷ñ Mñ²²éXMVM é†o†ñ Bñ›k›ï mkM\'ef³] |mk ³…ME…‹ †|DKs†©©öFö¨M ¨‰‰êDêê AnM; Kêé[éò ò……††ª\'aaé sXé²²ïGïê ꉉïïÃÃöDöï ï‰D÷ ÷ÃEÆo†ñ ñ†]V†„„íF í§](s§Ã.15:22-18:27); éc©ñ ñ†]V†„„íF í…mk […ï| [ïÌYM ̉D\'89é: Ié²²ï ´s´ïï…mkA…ôX mkô„„ïï©©ö Köé[éò ochkòïDï÷M e÷ªªêBê›k›ï ïïŒ\'8dêDêê M] ꆆ´s´ïï…mkA…ôX ô‰‰ïïªoª…po\'85é (séÃ.19-24); KÃé[éò ò…mk …‰S[‰ï| 40 Kïñ M] ñÃÃí (síÃ.24:12-31:18) ÆrM B†›k›ï kï©D©ê ê†N ]D†ï MVï‹ ñ [ñ²²ªªê; Kêé[éò ò‰… …ñ ñ¸¸‡q [lk‡ïT Mñ ñ†rM B†›k›ï DK ï‰M mkH‰©©öa ö…mko…ñ ñ‰S40 K‰ñ ñ²kS: ²††´s´ïï…mkA…ôX ô‰‰… …§iS kDD§÷M ÷†N †‰M mkH‰©©öa ö‰‰ïïª\'aaê ê……ÃÃö\öó (sóÃ.31-34); KÃé[éò ò‰… Ki…©] ©©©ö\'f6ŠŠúMXúŠmk o‰D (sÃ.35-40); mkÚK]gš†qmk†šš‹ህነትን፡ ብዛዕባ እቲ ዚገብርዎ ኣኼባታት ከኣ ትእዛዝ ተቐበለ (ኦሪት ዘሌዋውያን)። ነቲ ህዝቢ ቖጺሩ በብነገዱ ኣብ ዙርያ እቲ መቕደስ ከም ዚሰፍር ገበረ እሞ ነቲ ዓቢ ጉዕዞ ኣዳለዎ (s@Èé.1:1-10:10)። ንእስራኤል ክሳዕ ዶብ ከነኣን ኣብጽሖም (ዘሁ.10፡11-12፡16)። ደቂ እስራኤል ብምኽንያት ዘይምእማኖምን ምጉርምራሞምን፡ ከም ትእዛዝ እግዚኣብሄር 40 ዓመት ዚኣክል ኣብ ምድረ-በዳ ኪኹብልሉ ከለው፡ ሙሴ ይሕልዎም ነበረ (s@Èé.13:1-19:22)።
ሙሴ ኣዝዩ ትሑት ነበረ፡ እዚ ሕነ ህዝቡ ኺፈዲ ንሓደ ግብጻዊ ዝቐተለ ሙሴ ነቲ ናይ እስራኤል ምቅዋምን ምጉርምራምን እተዓገሰ ሰብ እዩ። ምእንቲ ህዝቡ ነፍሱ ኣሕሊፉ ዝህብ ድልዊ ኸም ዝኾነ ኣብ ምህልላኡ እናገለጸ፡ እግዚኣብሄር ነቲ ህዝቢ ኸየጥፍኦ ለመነ (ዘጸ.32፡11-14። s@Ãé.11:1-15& 12፡1-16፤ 14፡10-19፤ 21፡4-9)። እንተኾነ ግና በቲ እስራኤላውያን ኣብ ምድረ-በዳ ዚኹብልሉሉ ዝነበሩ ናይ መወዳእታ ዓመታት፡ ሙሴ ሓደ ጊዜ ተቖጢዑ ንእግዚኣብሄር ስለ ዘየኽበረ፡ ናብ ሃገር ከንኣን ከይኣቱ ተኸልከለ (s@‰é.20:1-13። መዝ.106፡32-33)።
ሙሴ ንደቂ እስራኤል ብዶብ ኤዶምን ሞኣብን ኣሕለፎም፡ ነቶም ነገስታት ኣሞራውያን ስዒሩ ኸኣ ኣብቲ ኣብ ወገን ምብራቕ ዮርዳኖስ ዚርከብ ገፊሕ ምድሪ ኣእተዎም (s@Èé.21-32)። እቶም ህዝቢ ሕጊ እግዚኣብሄር ምእንቲ ኺሕልው፡ ነቲ እግዚኣብሄር ዝገበረሎም ምሕረት እናኣዘኻኸሮም (ኦሪት ዘዳግም)፡ መተካእታኡ ንእያሱ መራሒኦም ከም ዚኸውን ገበረ (s@²é.27:12-23)። ንነገዳት እስራኤል ባረኸ (ዘዳ.33)። ድሕሪዚ ከኣ ጲስጋ ኣብ እተባህለ ኸረን ኮይኑ ምድሪ ከነኣን ምስ ረኣየ ሞተ (ዘዳ.34)።