![]() |
![]() |
![]() |
ናይ መጽሓፍ ቅዱስ መዝገበ ቃላት
|
ህበይ | ህቦብላ | ህንደኬ | ህንጻ | ህዝቅኤል | ትንቢት ህዝቅኤል | ህዝቅያስ | ህያብ | ህያንክቶስ | ህይወት | መጽሓፍ ህይወት | ኦም ህይወትን ኦም ፍልጠትን
ህቦብላ
ብርቱዕ ንፋስ (ምሳ.1፡27። ኢሳ.5፡28)። ፍርዲ እግዚኣብሄር፡ ሰብ ከይተጸበዮ ኸሎ ብቅጽበት ዚፍጸም ስለዝኾነ፡ ብህቦብላ ይምሰል (ምሳ.10፡25። ኢሳ.17፡13። ናሆ.1፡3)። ህቦብላ ናይ መንፈስ ቅዱስ መግለጺ ኸኣ እዩ (ግብ.2፡2)።
ህንደኬ
ንግስቲ ኢትዮጵያ። እዚ ቓል እዚ መጸውዒ ንግስትታት ኢትዮጵያ ዝነበረ እዩ። ከምቲ ነገስታት ምስሪ ﷽ፈርኦን ብዚብል ቃል ዚጽውዑ ዝነበሩ፡ ንግስትታት ኢትዮጵያ ኸኣ ﷽ህንደኬ ብዚብል ቃል ይጽውዓ ነበራ። (ግብ.8፡27)። ﷽ኢትዮጵያ ተመልከት።
ህንጻ
ĆrM †¹\'b9éé¥[lq B\'a5Ä Ä‰ï[XGïê ê‰D\'8dé: koéñ ñ…mk s…êXꥥ‡M s‡ïXï‹mk \‹»»§q§¿d¿†M\ †§§¹cK¹é ; mkéÃHç \'a7§ §‰‰… mkHg…ñ ñ›k[D |›§ KWq §··êmk\'eaéé§[XG§ê ; mkTXê…]V…›]\'9bð HXL𛛆o†ÃXk ÆM\ \†»»§q§‰‰… …ÃkchÃñ B\'f1Ä Ä§§›\'9béoX ; é…mko…ñ ñ›HD›Ê sk|q ʆo[XG†í Hí¥D¥÷ ÷¹¹ñ B\'f1Äpq Ä‹\ D‹÷L÷ð ð…D…÷; |÷§ §…X…‰‰òò¨D¨÷÷®®ð Dðïd\'efééñ kaHq sñïchïëëÃX |ç §¹¹ñ B\'f1Äpq ĉ‰è\'e8ðrM ð‰‰ïSï‹ké é‹„„ïDï÷M ÷…D\'85é; é†o†ñ ñ…oA|\'85Ä Ä‰… …‰‰‰M A‰²T ²†o†ÊEDÊ¢ ¢Œ§\'a7ê oSê‰ïkïé é…D…÷; ÷…mk \'85¨ ¨¹¹ñ B\'f1Ä Ä†rM †›kD›ÃÃê ê´U´Š\'8dé饥ŒŒ§~M §‹nM; †o†ñ mk[Dñ÷N\ A÷ôYô©©ö]ö†oA\'86à Åmk…¥o Ki¥©]\'a9éé…mk MF…†o†ñ ñ†o†ÊFÊ· ·††£; <k£òq> <ò´´ï> <ï‰oL> <L\'89Å> <Å…X…‰‰òò¨D¨÷÷®®ð> oKFð‰q;
ህዝቅኤል
ትርጉም እዚ ስም እዚ፡ ﷽እግዚኣብሄር የበርትዕ ማለት እዩ። ብ 597 ቅ.ል.ክ. ደቂ እስራኤል ናብ ባቢሎን ምስ ተማረኹ፡ ነብዪ ህዝቅኤል ሓደ ኻብቶም ምርኮኛታት ነበረ፡ እዚ ነብዪ እዚ ካህን እስራኤል ከኣ ነበረ። ኣብቲ ሃገር ምርኮ ምስቶም ካልኦት እስራኤላውያን ኮይኑ ኣብ ጥቓ ርባ ኬባር ይነብር ነበረ (ህዝ.1፡3)። በዚ ዘሎናዮ እዋን እቲ ርባ ኣየናይ ምዃኑ ኣይፍለጥን እዩ፡ እንተኾነ ግና ካብ ከተማ ባቢሎን ብዙሕ ርሑቕ ከም ዘይኮነ ይግመት። ነብዪ ህዝቅኤል ንዳንኤል ይፈልጦ ኸም ዝነበረ ነንብብ (ህዝ.14፡14፤ 14፡20፤ 28፡3)። ነብዪ ህዝቅኤል በዓልት-ቤት ከም ዝነበረቶ ጽሑፍ ኣሎ (ህዝ.8፡1፤ 24፡16-18)።
ነብዪ ህዝቅኤል ወዲ ሰላሳ ዓመት ምስ ኮነ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ኪሩቤል ከም ዘሎ ብራእይ ረኣየ (ህዝ.1)። ነቶም እተማረኹ ህዝቢ እስራኤል ቃል እግዚኣብሄር ኪነግር ተጸውዔ (ህዝ.2፡1-4)። እንተ ዘይነገረ ግና እግዚኣብሄር ደም እቶም ሓጢኣተኛታት ካብ ኢዱ ኸም ዚደልዩ ክልተ ግዜ ከም ዘጠንቀቖ ነንብብ (ህዝ.3፡18፤ 33፡6)። ነቲ ዘበን ኣገልግሎት ናይ ህዝቅኤል ኣብ ክልተ እተፈላለየ ኽፍልታት ክንመቕሎ ንኽእል፤
እቲ ቓል ትንቢት ነቶም ሰባት ምእንቲ ኺርድኦም፡ ነብዪ ህዝቅኤል ንነዊሕ ጊዜ ብሓደ ጎድኑ በጥ ብምባል፡ ዜርክሶ ምግቢ ብምብላዕ፡ ጸጉሩ ቆሪጹ ብምዝራው፡ ዓባስ ብምዃን፡ ሰበይቱ ኽትመውት ከላ ብዘይምልቃስ፡ ከምኡ ኸኣ ብኻልእ ሓድሽ ኣገባብ ኬስተምህር ተኣዘዘ (ህዝ.4፤ 5፤ 12፤ 24)። እቶም ዝሸምገሉ ምርኮኛታት ይሰምዕዎ ነበሩ፡ ኣብ መጀመርታ ግና በቲ ቓሉ ኣይተሓጎሱን። ድሕሪ ምፍራስ የሩሳሌም ሽሕኳ በቲ ቓሉ እንተተሓጎሱ፡ ብዙሓት ብመሰረት እቲ ቓሉ ኣይተለወጡን (ህዝ.2፡4፤ 33፡30-33)። ዝኾነ ኾይኑ፡ እቶም ህዝቢ በገልግሎት እቲ ነብዪ ናብ የሩሳሌም ምእንቲ ኺምለሱ እግዚኣብሄር ካብቶም ህዝቢ ሓደ ተረፍ ኣዳለወ።
ትንቢት ህዝቅኤል
í¤ B¤›e›„„íF í…mk lk…ïDï÷÷‰D‰÷: ÷Šmk 592-570 e.F.Š‹. MT‹Šq †]V†„„íF oí¢D¢÷M (B÷›.1:1& 29:17); ›‹‹ÏFpq qÏïq Bï›e›„„íF í‰Ms‰ï sïï]£&
ህዝቅያስ
ትርጉም እዚ ስም እዚ፤ ﷽እግዚኣብሄር ሓይለይ እዩ፡ ማለት እዩ። ህዝቅያስ ብዘበን ነብዪ ኢሳይያስ ካብ 716-687 ቅ.ል.ክ. ነጊሱ ዝነበረ መበል ዓሰርተው ሸውዓተ ንጉስ ይሁዳ እዩ። ኣቐድም ኣቢሉ ኸኣ ምስ ኣቦኡ ምስ ንጉስ ኣሃዝ ካብ 729-716 ቅ.ል.ክ. ብሓባር ነጊሱ ኸም ዝነበረ ይመስል (2ነገ.18፡9)። ካብ ነገስታት ይሁዳ ንህዝቅያስ ዚመስል ኣይነበረን (2ነገ.18፡5። ናይ ጓና ኣምልኾ ኣጥፍኤ፡ ነቲ ሙሴ ዝሰርሖ ተመን ኣስራዚ ሰበረ፡ ቤት መቕደስ ኣሐደሰ፡ ንኹሎም ነገዳት እስራኤል በዓል ፋስጋ ኼብዕሉ ጸውዔ። ኣብ ምሉእ ጊዜ ንግስነቱ፡ ኣሶር ንይሁዳ ስለ ዘሸገረታ፡ በቲ ጊዜ እቲ ምስ ሓያሎ ሃገራት ስምምዕ ከም ዝነበረ ይመስል (2ነገ.19፡9)። መካበብያታት የሩሳሌም ኣግፍሔ፡ ዕርድታት ከኣ ሰርሓሉ። ሰናክሪብ ንጉስ ኣሶር ሓያሎ ኸተማታት ይሁዳ ምስ ሓዘ ካብ ህዝቅያስ ብዙሕ ሃብቲ ወሰደ። ስለዚ ህዝቅያስ ነቲ ወራር ብጸሎት ገይሩ ተቓወሞ፡ እግዚኣብሄር ከኣ ነቶም ኣሶራውያን ቀጽዔ። ህዝቅያስ ብርቱዕ ምስ ሓመመ ብጎጎ በለስ ሓወየ። ኣብ ልዕሊ ዕድሜኡ ዓሰርተው ሓሙሽተ ዓመት ተወሰኸሉ፡ ኣብቲ ናይ ጽላሎት ሰዓት ምልክት ተገብረሉ። እንተኾነ ግና ልኡኻት ንጉስ ባቢሎን ምስ መጽዎ ኣብ ልቡ ትዕቢት ኣሕደረ (2ነገ.18-20። 2ዜና.29-32። ኢሳ.36-39)።
ህያንክቶስ
ሰማያዊ ሕብሪ ዘለዎ ኽቡር እምኒ (ራእ.21፡20)።
ህይወት
ህይወት ዘበለ ኹሉ ካብ እግዚኣብሄር እተረኽበ እዩ (ዘፍ.2፡7። ዮሃ.1፡4፤ 11፡25። ቆሎ.3፡4)። ስለዚ ስጋዊ ህይወት (ዘፍ.6፡17። ዘጸ.1፡14። ዘሌ.17፡1-12)፡ መንፈሳዊ ህይወት (ሮሜ.8፡6። ቆሎ.3፡3)፡ ናይ ዘለኣለም ህይወትን ኣሎ (ኤፌ.2፡5-7)። ﷽ህይወት ዘለኣለም ﷽ነፍሲ ﷽መንፈስ ተመልከት።
መጽሓፍ ህይወት
ናይቶም ኣመንቲ ስማት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ምዝጉብ ከም ዝኾነ ዚገልጽ ምሳሌ (ዘጸ.32፡32። ዳን.12፡1። ሉቃ.10፡20። ፊል.4፡3። ራእ.3፡5፤ 20፡12-15፤ 21፡27)።
ኦም ህይወትን ኦም ፍልጠትን
·††´s´ïï…mkA…ôX ô…mk …²²‹Fo ‹……†gM o†‰D (sÏ.2:9); [mk ω‰… …Šmkp Š‹Ëˆ†ÃÃököéié†o†ÏFϺ º‡M ‡‰‰§kFo§‰F‰D; ‰††š š‡M ‡†s†ïï… KMs\'85ðq Mð††šš› |›§ [mk §††¥ ¥›; [mk ›Šmkp ЇM ‡†o†ññ… s…§kF\'a7ó ó†s†ïï‰\'8dé: éŠmkp ЇM B‡§MmkE§¹V¹§ §††‰êF ]D ê›: ›‰‰§No §…DM mkB…§M\'a7§T; §Šmkp ЇM ‡†o†ññ… mks…§MmkE\§éé›G_›ô ô‰êê»k»ïï··ê |ê§ §‹‹Ëˆ†ÃÃököéiéÏFÏ·q MS·‰k \'8d§T; §ŠmkŠ… mkMmkF\'85ê ê´| ´…mk …››²²©©© ©‰‰ê]D ê›\'9b©ch: ©ñ |ñ§ §‹‹Ëˆ†ÃÃököéiéÏFFϧ oS§©©öö„„í; íŠmk ЇM B‡§§‰‰§kF§††´s´ïï…mkA…ôX ôŠmk в²…\'85ééÃÃöö‡; I‡®®ð ð´| ´†p †‡M B‡§§…mk K\'85´]o´ñ [Lñ§ §††¥ ¥†qX†‰mk: ]Ds‰ï ï†o†ñ ñ…mkp …‡M B‡§K[F s§ïSï‹mk [mk ‹¹V¹§ §††£ £Šmk І†´s´ïï…mkA…ôX Bô§sF§…DM s…ïSï‹mk (s‹Ï.2:9& 3:1-6& 22-24; Vφ.2:7& 22:14);